ብዛዕባና

ልኡኽና

ድልየት ተገልገልቲ መሰረት ዝገበረ ፍትሓው ፣ ስሉጥ ስርዓት ምሕደራ ገፀር መሬትን ሕርሻ ኢንቨስትመንት፤ዘላቒ ኣጠቓቕማ መሬት ሃፍቲ ተፈጥሮን ምርግጋፅን ህዝብታት ኣብ ፅሩይን ጥዕንኡ ዝተሓለወን ከባቢ ክነብሩ ምችው ባይታ ምፍጣር፡፡

ራእይና

ኣብ መፃኢ 2017 ዓ.ምፍትሓዊ ኣጠቓቕማ ፣ ምሕደራመሬት ገፅር ፣ ልምዓት ሕርሻ ኢንቨሰትመንትዝተስፋሕፈሐላ፣ዘላቂኣጣቃቅማ ሃፍትታትስነ ከባቢንዘላቒ ልምዓት ዝተኣታተወላ ፅርይትን ሓምለወይትን ትግራይ ምርኣይ፡፡

ሓበራዊ ክብርታት

  • ፅሩይን ጥዕንኡን ዝተሓለወ ስነ ከባቢ ምፍጣር
  • ፍትሓዊ ምሕደራን ኣጠቓቕማን መሬት ምዕሳል
  • ምዕቡል ፍልጦን ግንዛበን ሕ/ ሰብ አብ ምሕድራ መሬት፣ሕርሻ ኢንቨስትመንትን ሓለዋ ስነከባቢን
  • ዝማዕበለ ስርዓት መረዳእታ አብ መሬት ገፀርን ሓለዋ ስነ ከባቢን
  • ዕዙዝ ተሳትፎ ሕ/ሰብ አብ ምሕድራንኣጣቃቅማ መሬት፣ሕርሻ ኢንቨስትመንትን ሓለዋ ስነከባቢን
  • ማዕረ ተጠቃምነት ደ/ኣንስተዮን መናእሰይን ምርግጋፅ
  • ናይ ባዓል ዋናነት መንፈስኣብ ኩለ ሕ/ስበ ክህልው ምግባር
  • ብተገልገልትና ንምዘን

 

ዝተጠቓለለ ድምር ውፅኢት ትካል፡- ኣብ ፅሩይን ጥዕንኡ ዘተሓለወ  ስነ ከባቢ ዝነብር ዜጋታት